البجع البري – እታ ጓል በረኻ ማይ ደርሆ (عربي – تيجريني). Ulrich Renz

البجع البري – እታ ጓል በረኻ ማይ ደርሆ (عربي – تيجريني)

Год выпуска: 0

Автор произведения: Ulrich Renz

Серия:

Жанр: Учебная литература

Издательство: Bookwire

isbn: 9783739983684

Краткое описание:

‏‏كتاب الأطفال ثنائي اللغة‏ (عربي – تيجريني) ‏‏"‏‏‏البجع البرّي"‏‏‏ لهانس كريستيان آندرسن ليست عبثاً واحدة من اكثر الحكايات قراءةً على النطاق العالمي وإنما هي قصة خيالية‏،‏ ‏تتناول المشاعر الدراما الإنسانية لدينا، مثل:‏‏ ‏‏‏‏الخوف، الشجاعة، الحب، الخيانة، الإنفصال والتلاقي‏.‏ ‏َدِيدْ: نَمَاذِجٌ لِلتَّلْوِينِ عَبْرَ رَابِطٍ فِي الكِتَابِ، يُمْكِنُ طِبَاعَةُ وَتنْزِيلِ رُسُومَاتِ الكِتَابِ وَتَلْوِينِهَا‏.‏ ብ ኽልተ ቝንቃኣ ምጼሓፍ ናይ ቆልዕት (Arabic – ትግርኛ) «እታ ጓል በረኻ ማይ ደርሆ» ብ ህንስ ክርስትያን ኣንድረሰን ካብቶም ብጽቡቕ ምኽንያትን ኣብ ዓለም ብሰፉሑ ካብ ዝተነበባ ዛንታ ኢያ። ካብ ድራማ ናይ ደቒ ሰባት ዝተሰርሑን ዘተከሩን ነዚ ኣርእስቲ ንኽትዝርዝሮ ግዜ ገደብ የብሉን፣ ፦ ፍርሒ፣ ፍቅሪ፣ ጅግንነት፣ ክሕደት፣ ምፍልላይ ከሙኡውን ምርኻብ። እዛ ናይ ሕጂ ሕታም ብፍቅራዊ ዝተቀርጸት ብስእሊ ዝተሰነየት ኢያ። ኣንድርሰን ነዚ ዛንታ ን ቖልዑ ብዝጥዕምን ዝሰማመዓን መልክዕ እዩ ገሊጽዎ። እዚ ዛንታ ናብ ዝተፋላለዩ ቛንቛታት ተተርጊማ ኢያ ከሙኡውን ብኽልተ ዝተፋላለየ ቛንቛ ዝተጻሕፈ ሕታም መጽሓፍ ኣሎ።